አብ ዘለኹሙሉ ቦታ ኮይንኩም ብቪዲዮ ክሪፕቶ ከመይ ከምዝስራሕ ብምስልጣን ናብራና ነመሓይሽ፡፡ ናይ አርባዕተ ሰዓት ስለጠና ጥራይ ብምርካብ መሠረታዊ ዝኾነ ናይ ክሪፕቶ አገዛዝኣን አሸያይጣን ፍለጡ፡፡
ክሪፕቶ እንዴት እንደሚገዛና እንደሚሸጥ በማወቅ ኑሮአችሁን ለውጡ ፡፡ የአራት ሰዓት ስለጠና ብቻ በማግኘት ራሳችሁ መግዛት መሸጥ ትችላላችሁ፡፡
ካብ እንህቦም ስልጠናታት ብውሕዱ
ከምንሰጣቸው ስልጠናዎችበጥቂቱ
ክሪፕቶ እንታይ እዩ ከመይከ ይሰርሕ?
ክሪፕቶ ከረንሲ ከመይ ከምዝተጀመረ ከመይ ከምዝሰርሕን ናይ ብሎክ ቼን ቴክኖሎጂ መእተዊ ፍልጠት ምርኣይ፡፡
አካውንት አከፋፍታን አጀማምራን
አይ ክሪፕቶ አካውንት ብትኽክለኛ መንገዲ አብ ትኽክለኛ ቦታ ምኽፋትን አጠቃቅምኡ ምምሃርን፡
ዲጊታል ዋሌት ምኽፋትን አጠቃቅማን
ማእኸላዊ ምስ ዘይኮና ዌብሳይታት ዝሰርሕን ብውልቅኹም ትውንንዎ ዋሌት ምኽፋትን አጠቃቅምኡ ምፍላጥን፡፡ ከምኡውን እንታይ ዓይነት ኮይን ክትመርጹ ከምዘለኩምን ከመይ ከምትሕልውዎን ንምህረኩም፡፡
ነ 4 ሰዓት $300.00
ተወሳኺ ጊዜ ብሰዓት $50.00
281-716-6474
thinkcrypto@zoilinq.com
ትኽክለኛ ዝኾነ ፍልጠት መረዳእታን ሒዞም ንዝሰርሑ ሰባት ከም ክሪፕቶ ቀልጢፉ ዝዓቢን ዘትርፍን ብዘመና አይተርኣየን፡፡ አብዚ ታሕቲ ትሪእዎ ዘለኹም ትርፊ ናይ ሓደ ዓመት ትርፊ እዩ፡፡ ብብዙሕ ምኢቲ ወሲኹ ኢና ንሪኦ ዘለና፡፡ ዝወሰኸ ጥራይ ከይኮነስ ዳርጋ ምኢቲ ፐርሰንቲ ዝኸሰረውን ንሪኢ አለና፡፡ እዙይ እውን ገንዘብና ቅድሚ ምዝራእና እውቀት ከምዘድልየና የርኢየና፡፡ ምኽንያቱ ሓደ ሰብ ነቲ ብዙሕ ዝወሰኸ እንተዝገዝእ ሃፍታም ከምዝኸውን ኩሉ ነቲ ዝኸሰረ እንተዝገዝእ ነይሩ ገንዘቡ ኹሉ ምሰኣነ ነይሩ፡፡ስለዚህ ካብዚ ብፍጥነት እናዓበየ ዘሎ ዲጂታል ከረንሲ ተጠቅምትን አትረፍትን ንምዃን መጀመርታ ንመሃር፡፡
ክፍያ ለ4 ሰዓት $300.00
ለተጨማሪ ስልጠና
በሰዓት $50.00
ትክክለኛውን እውቀት አግኘተው ለሚሰሩ በዘመናችን እንደ ክሪፕቶ ከረንሲ አትራፊ ነገር የለም፡፡ ከዚህ በታች ባለው ምስል እንደምታዩት በአንድ ዓመት ብቻ ምን ያህል እጥፍ ያተረፉ እንዳሉ ተመልከቱ፡፡ ሆኖም ያተረፈ ያለውን ያክል የከሰረና መቶ በመቶ በሚባል ደረጃ የከሰረም እናያለን፡፡ ስለዚህ በትክክለኛ እውቀት ላይ ተመሥርተን መንቀሳቀስ ያለብን ከአትራፊዎቹ እንድንሆን ነው፡፡ በመሆኑም አስቀድማችሁ ትክክለኛ ስልጠና በማግኘት ብትጀምሩ ውጤታማ እንደምትሆኑ እርግጠኛ ነን፡፡
ቲንክ ኪሪፕቶ ከመይ ከምትሰርሑ መረዳእታን ፍልጠትን ዝህብ እንበር ናይ ፋይናንስ አማኻሪ አይኮነን፡፡ ክሪፕቶ እንታይ ምዃኑ ከመይ ከምትገዝኡን ከምትሸጡን ንምህር እንበር እዙይ ግዝኡ እዙይ ሽጡ ኢልና አይናማኽርን፡፡ ብምዃኑ ናይ ባዕልኹም ሓላፊነት ምዃኑ ክየትርስዑ፡፡ ብክሪፕቶ ሃፍታም ዝኾኑ ብዙሓት እንተሃለውውን ብዘይ ፍልጠት አትዮም ገንዘቦም ኩሉ ዝሰአኑ ከምዘለውውን ንዘክር፡፡ ብፍላይ ሚም ኮይን ዝብሃሉ በብመዓልቱ ዝመጽኡ ኮይናት ገዚእኹም ገንዘብኩም ከይትኸስሩ ተጠንቀቁ፡፡
ቲንክ ክሪፕቶ የፋይናንስ አማካሪ አይደለም፡፡ ስለዚህ እንድትገዙም ሆነ እንድትሸጡ አይነግራችሁም፡፡ ክሪፕቶ ምን እንደሆነና እንዴት እንደሚሠራ ብቻ ትክክለኛውን መረጃ ያቀርብላችኋል፡፡ ስለዚህ በትርፋችሁም ሆነ በኪሳራችሁ ኃላፊነትን አይወስድም፡፡ በመሆኑም ትክክለኛውን እውቀትና መረጃ አግኝታችሁ በራሳችሁ ኃላፊነት የምትሰሩት ነገር ነው፡፡ በዚህ ዓለም ኪሳራና አደጋ የሌለው ምንም የለም፡፡ ክሪፕቶም ብዙዎችን ያበለጸገ ጥሩ ነገር ቢሆንም ባለማወቅ የሰሩትን ብዙዎችን እንዳከሰረም መርሳት የለባችሁም፡፡ በተለይ የማታውቋቸውን ትንሽ ማርኬት ካፕ ያላቸውን ወይም ሚም ኮይን ተብለው የሚጠሩትን የምትገዙ ከሆነ መቶ ፐርሰንት ገንዘባችሁን ልታጡ እንደምትችሉ አትርሱ፡፡ ስለዚህ ሁሉንም በጥንቃቄ አድርጉ ብለን እንመክራለን፡፡ እናመሰግናለን፡፡
Think crypto